Ressources Tigrinya
ኣብመጻኢወለዲንዝኾኑንድሮወለዲንኣሽቱቆልዑንዝኾኑንዝውሃብደገፍት
ብኣውራጃታትዝውሃብደገፋት
ኣብ ሕክምና ማህጸንን ሕክምና ሕርስን ብፍሉይ ዝሰልጠነ ዶክተር (ሓኪም ማህጸን ወይ ሓኪም ሕርሲ)፡ ኣብ ግዜ ሕርስን ድሕሪ ሕርስን ምስ ጥንሲ ዝተኣሳሰር ክንክን ዝህብ ዶክተር እዩ። ምዕባለ ጥንሲ (ራጂ (ስካን)፡ መርመራታት ደም፡ ምድህሳስ ወዘተ) ብፍሉይ ዝከታተል ኮይኑ፣ ብዛዕባ ጥዕና ዝመልኦ ህይወት (መኣዛዊ ኣመጋግባ፡ ስፖርት ወዘተ) ዝምልከት ምኽሪ ይህብን ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ይህብን።
መሕረሲት፡ ኣብ ጥንስን ሕርስን ሞያዊ ክእለት ዘለዋ እያ። ኣብ መላእ ግዜ ጥንስን ሕርስን ደቀኣንስትዮን መጻምድትን ኣገዳሲ ተራ ትጻወት፣ ብፍላይ ድማ ካብ መጀመርታ ጥንሲ ክሳዕ ሕርሲ፡ ከምኡውን ድሕሪ ሕርሲ ንዘለዋ ናይ ፈለማ ኣዋርሕ፡ ስሩዕ ምክትታል ንኽካየድ ዕድላት እትህብ እያ።
እቲ ብሕክምና ቆልዑ ብፍሉይ ዝሰልጠነ ዶክተር (ሓኪምቆልዑ)፡ ካብ ግዜ ሕርሲ ክሳዕ መወዳእታ ብጽሕና ንዘሎ ጥዕና ውላድኩም ይከታተልን ንዘለዉዎ ስድራቤትን ማሕበራዊ ኣከባብን ኣብ ግምት ብምእታው ድማ ነቲ ዘለዎ ሕማማት ይሕክምን። ንሱ ድማ ሕማም ናይ ምክልኻል ተራ ኣለዎ። ብፍላይ ድማ ንስድራቤታት ሓበሬታን ምኽርን ንኽህብ ዝሰርሕ እዩ።
ኣብእትቕመጥሉኣውራጃዝውሃብትምህርታትቅድመ-ሕርሲ
Fribourg (ፍኺቦኽግ
ኣብ ሓንቲ ስድራቤት ንዝህሉ ጥንሲ፡ ሕርስን ጸባ ጡብን ዝምልከት ሓበሬታ።
ኣብ ስዊዘርላንድ ንዘጋጥም ጥንስን ሕርስን ንምርዳእ ዝውሃብ ናይ ፈረንሳይኛ ትምህርታት
ጀነቫ
ትምህርታት ቅድመ-ሕርሲ - ሆስፒታል ጥንስን ሕርስን ጀነቫ
ትምህርታት ቅድመ-ሕርሲ – መሕረስቲ ኣርኬድ (Arcade Midwives)
ትምህርታት ቅድመ-ሕርስን ኣተዓባብያ ቆልዑን – Haute école de santé, Geneva
Jura (ጁኻ)
ትምህርታት ቅድመ-ሕርስን ኣተዓባብያ ቆልዑን – Hôpital du Jura
Neuchâtel (ንዩሻተ)
ትምህርታት ቅድመ-ሕርሲ – መርበብ ሆስፒታል ንዩሻተ (Neuchâtel Hospital Network)
Valais (ቫሌ)
ትምህርታት ቅድመ-ሕርሲ – Hôpital du Valais
ትምህርታት ቅድመ-ሕርሲ – Valais Hospital (ጀርመንኛ)
Vaud (ቮ)
ትምህርታት ቅድመ-ሕርስን ኣተዓባብያ ቆልዑን – Vaud Hospital
ትምህርታት ቅድመ-ሕርሲ – Clinique La Source
ትምህርታት ቅድመ-ሕርሲ – Hôpital Riviera-Chablais
ንስደተኛታት ስድራቤታት ዝውሃብ ደገፍ ሕርሲ፡ ማሕበር PanMilar (ፓንሚላር)
Tessin (ተሳን)
ዕላማ ናይተን ኣብእትቕመጥሉኣውራጃዝርከባማእከላትጾታዊጥዕና፡ ብዛዕባ እተፈላለየ ደረጃታት ዝምድናታት ከምኡውን ጾታዊ ህይወትን ህይወት ፍርያምነትን ዝምልከት ንዂሉ ሰብ፡ ሰብኡት፡ ኣንስትን መጻምድትን ንምሕባር፡ መምርሒ ንምሃብ፡ ደገፍ ንምሃብን ንምስናይን እዩ።
Fribourg (ፍኺቦኽግ
ጀነቫ
ኣሃዱ ጾታዊጥዕናን ውጥን ስድራቤትን
Jura (ጁኻ)
ማእከል ጾታዊ ጥዕናን ውጥን ስድራቤትን
Neuchâtel (ንዩሻተ)
ማእከል ጥዕናን ውጥን ስድራቤትን – La Chaux-de-Fonds
ማእከል ጥዕናን ውጥን ስድራቤትን - Neuchâtel
Valais (ቫሌ)
Vaud (ቮ)
Tessin (ተሳን
ምምኽኻር ጾታዊ ጥዕና
ኣብእትቕመጥሉኣውራጃናብዝርከቡኣብመንእሰያትፍሉይክእለትናብዘለዎምነርሳትንኣብሕርሲኣተኲረንደገፍናብዝህባማሕበራትንብኣካልብጽሑ
Fribourg (ፍኺቦኽግ
ምኽሪ ክንክን ቆልዑን ኣተዓባብያ ቆልዑን – ቤት ጽሕፈት ስድራቤት (Sarine (ሳሪን))
ክንክን ቆልዑን ምምኽኻር ወለድን ቆልዑን - ቀይሕ መስቀል (ኣብ ገጠራት Sarine (ሳኻን)፡ Broye (ብኾየ)፡ Gruyère(ግኹየኽ))
መርበብ ክንክን ቆልዑን ማሕበራዊ ጥዕናን Veveyse (ቨቨይስ)
መርበብ ጥዕና Glâne Puériculture (ግላን ፕዩኹኩልቱኽ) (Route de l'Eglise 29,1681 Billens,026 652 98 54) ; puericulture@sante-glane.ch
ንኣዴታትን ኣቦታትን ኣመልኪቱ ኣብ ቀላይ ናይ ኣውራጃ ዝውሃብ ምኽሪ (SEEBEZIRK) (Meylandstrasse 19, 3280 Murten FR, 026 670 72 72); info@mvbsee.ch
SPITEX Sense፡ ንኣዴታትን ኣቦታትን ዝውሃብ ምኽሪ
ጀነቫ
Jura (ጁኻ)
ማእከል ክንክን ቆልዑ፥ ንወለድን ካብ 0-4 ዓመት ንዝዕድሚኦም ቆልዑን
Neuchâtel (ንዩሻተ)
ኣብ ንኣሽቱ ቆልዑ ብፍሉይ ምስ ዝዓዩ ነርሳት ዝግበር ምምኽካር – ቀይሕ መስቀል ስዊዘርላንድ
Valais (ቫሌ)
ንወለድን ካብ 0-4 ዓመት ንዝዕድሚኦም ቆልዑ ምኽሪ ዝህባ ማእከላት ሕክምና
Mütter- und Väterberatung (0-4 Jahre) der Sozialmedizinischen Zentren
Vaud (ቮ)
ንንኣሽቱ ቆልዑ ኣገልግሎታት ዝህባ ማእከላት ሕክምናውን ማሕበራውን ጥዕና
ንስደተኛታት ስድራቤታት ዝውሃብ ደገፍ ሕርሲ፡ ማሕበር PanMilar (ፓንሚላር)
Tessin (ተሳን
ብመሕረሲት ኣብ ገዛ ዝውሃብ ሓገዝ
ብነርሳት ኣማኸርቲ ሕክምና ጥንስን ሕርስን ሕክምና ህጻናትን ኣብ ገዛ ዝውሃብ ሓገዝ
ሓገዝ ጥዕና ድሕሪ ሕርሲ ዝሃባ ትካላትን ማሕበራትን
ጥዕና መሕረስቲ – ከምኡውን ምኽሪ
ኣብእትቕመጥሉኣውራጃብዝርከብቀይሕመስቀልንካልኦትትካላትንንስድራቤታትዝውሃብኣገልግሎታት
Fribourg (ፍኺቦኽግ
ንስድራቤታት ዝውሃብ ኣገልግሎታት ፥ ኣብ ገዛ ዝውሃብ ክንክን ቆልዑ፣ ምእላይ ህጻናት ከምኡውን ምምኽኻር ወለድን ክንክን ቆልዑን ከምኡውን ንስደተኛታት ስድራቤታት ዝውሃብ ረድኤት።
ካብ 0 ክሳዕ 7 ዓመታት ንዝዕድሚኦም ቆልዑ ብዛዕባ ምዕባይ ቆልዑ ዝምልከት ንስድራቤታትን ኲሎም ሰባትን ደገፍ ይህባ።
ማሕበር ትምህርቲ ስድራቤት
ጀነቫ
ቀይሕ መስቀል ጀነቫ – ካብቲ ዝውሃብ ብዙሕ ንጥፈታት ፥ ምእላይ ህጻናት፡ ህጹጽ ክንክን ቆልዑን ንስደተኛታት ዝውሃብ ረድኤትን
Jura (ጁኻ)
ቀይሕ መስቀል ስዊዘርላንድ፡ ኣውራጃ ጁኻ – ንስድራቤታት ዝምልከት ከም ክንክን ቆልዑ ኣብ ገዛ፡ ንስድራቤታት ኣብ ገዛ ዝውሃብ ደገፍ፡ ንስደተኛታት ስድራቤታት ዝውሃብ ደገፍ፡ ከም ኣቦ-እኖ-ሓጐታት ኮይኖም ዝነጥፉ ሰባትን ምእላይ ህጻናትን ዝኣመሰሉ ፍሉይ ኣገልግሎታት።
Neuchâtel (ንዩሻተ)
ቀይሕ መስከል ንዩሻተ – ብፍሉይ ክንክን ቆልዑ ኣብ ገዛ፡ ኣብ ንኣሽቱ ቆልዑ ፍሉይ ክእለት ምስ ዘለዎም ነርሳት ዝግበር ምምኽኻር፡ጽዑቕ ምክትታል ስድራቤትን ኣተዓባብያ ቆልዑን፡ ኣብ ጣውላ ዝግበር ዝርርብ ደቀኣንስትዮን መራኸቢ መርበብ ኣዴታትን ወዘተ ንዘጠቓልል ደገፍ ኣተዓባብያ ቆልዑ ዝምልከት እተፈላለየ ኣገልግሎታት ይህብ።
Valais (ቫሌ)
ቀይሕ መስቀል ቫሌ – ከም ምእላይ ህጻናት፡ ክንክን ቆልዑ ዝኣመሰለ ኣገልግሎታት ረድኤት ስድራቤት ከምኡውን ኣገልግሎታት ረድኤት ስደተኛታት ይህብ።
Le Berceau - Monthey – ናይ ምስማዕ ሓገዝን ምኽርን ንጉጅለ ወይ ንውልቀሰብ ንኽውሃብ፡ ንወለድን ህጻናትን (ክሳዕ 36 ኣዋርሕ ዝዕድሚኦም) ዝራኸብሉ መዋቕር ምህላው
Vaud (ቮ)
ቀይሕ መስቀል ቮ – ብፍላይ ንዝሓመሙ ቆልዑ ምክትታል፡ ምእላይ ህጻናትን ንወለዲ ዝውሃብ ረድኤትን ዝኣመሰለ ኣገልግሎታት ይህብ።
ትካል መንእሰያትን ስድራቤትን – ከም "Histoire de parents"፡ ንንጡፍ ትምህርቲ ኣተዓባብያ ቆልዑ ዝውሃብ ደገፍ ዝኣመሰለ ብኸቢድ ኲነታት ንዝሓልፉ ዘለዉ ቆልዑ፡ መንእሰያትን ስድራቤታትን ደገፍ ይህብ።
Tessin (ተሳን
ቀይሕ መስቀል ተሳን – ካብ ምእላይ ህጻን ክሳዕ ሓበሬታ፡ ምኽርን ኮርሳትን ዘጠቓልል ንስድራቤታት ዝውሃብ እተፈላለየ ኣገልግሎታት ይህብ።
Ticino (ቲሲኖ) ንሓደ ህጻን – ዝርዝራት ኣገልግሎታት ምእላይ ህጻናትን ክንክን ቆልዑን
“Maisons vertes”፡ኣብእትቕመጥሉኣውራጃምስወለድንካብ 0 ክሳዕ 5 ዓመታትምስዝዕድሚኦምቆልዑንኣኼባታትዝግበረሉንዘተዝካየደሉንቦታታትእዩ
Fribourg (ፍኺቦኽግ
La maison de la petite enfance ኣብ ፍኺንቦርኽ
Espace de rencontres parents enfants ኣብ Villars-sur-Glâne
ጀነቫ
La maison en couleur
L'espace parents-enfants - ከተማ ጀነቫ
Various places for exchange and play in the canton
Espace parents-enfants de l'amic
Jura (ጁኻ)
La Puce Verte ኣብ Delémont (ደሌሞን)
La Bulle Verte ኣብ Porrentruy (ፖኸንትኹ)
Neuchâtel (ንዩሻተ)
La Courte Echelle ኣብ ንዩሻተ
La Trottinette ኣብ La Chaux-de-Fonds (ላ ሾ-ዴ-ፎን)
Valais (ቫሌ)
L’envol ኣብ Monthey (ሞንቴ)
Vaud (ቮ)
ኣብ ኣውራጃ ቮ ዝርከብ ኲሉ ኣድራሻታት Maisons vertes ኣብዚ ይርከብ
Tessin (ተሳን
Centri di socializzazione
Lista dei Preasili
ኣብእትቕመጥሉኣውራጃዝርከብናይህዝቢመውዓሊህጻናትኣመልኪቱዝውሃብሓበሬታንምኽርን
Fribourg (ፍኺቦኽግ
Service de l’enfance et de la jeunesse (SEJ)
ጀነቫ
Bureau d’information petite enfance (BIPE)
Jura (ጁኻ)
Social Welfare Service - nurseries and services outside the family
Neuchâtel (ንዩሻተ)
Office des structures d’accueil extrafamilial et des institutions d’éducation spécialisée
Valais (ቫሌ)
Service cantonal de la jeunesse (SCJ)
Vaud (ቮ)
Fondation pour l’accueil de jour des enfants
Tessin (ተሳን
Sostegno alle famiglie
Ticinoperbambini (Ticino (ቲሲኖ) ንሓደ ህጻን)
ንንጥፈታትስድራቤትዝምልከትሓበሬታንኣገልግሎታትምኽርንከምኡውንጠቓሚኣድራሻታትናይቲኣብእትቕመጥሉኣውራጃንወለዲዝውሃብደገፍ
Fribourg (ፍኺቦኽግ
Bureau de promotion des enfants et des jeunes (BPEJ)
ጀነቫ
Jura (ጁኻ)
Neuchâtel (ንዩሻተ)
Service de protection de l'adulte et de la jeunesse
Valais (ቫሌ)
Activities for families in the Valais region
Vaud (ቮ)
Carnets d’adresses petite enfance
Prévention pour l’enfance et la jeunesse
Tessin (ተሳን
TicinoperbambiniTicino (ቲሲኖ) ንሓደ ህጻን
ኣብጸገማትንዘለዉወለዲኣመልኪቱኣብእትቕመጥሉኣውራጃዝውሃብናይምኽሪኣገልግሎታት
Fribourg (ፍኺቦኽግ
Service de l’enfance et de la jeunesse (SEJ) - Intake service
ጀነቫ: famille-geneve.ch
Jura (ጁኻ)
Autorité de protection de l'enfant et de l'adulte (APEA) - République et Canton du Jura
Action éducative en milieu ouvert (AEMO)
Services sociaux régionaux, permanence-conseil en protection de l’enfance
Neuchâtel (ንዩሻተ)
Service de protection de l'adulte et de la jeunesse
Valais (ቫሌ)
Office pour la protection de l'enfant (OPE): ንወለድን ቆልዑን ዝውሃብ ደገፍን ትምህርታዊ ምኽርን
Amt für Kindesschutz: ንወለድን ቆልዑን ዝውሃብ ደገፍን ትምህርትን
Vaud (ቮ)
Service de protection de la jeunesse
Offices régionaux de protection des mineurs
Tessin (ተሳን)
ብደረጃሃገርወይዞባዝውሃብደገፋት
ድሮኣቦታትንዝኾኑንኣብመጻኢኣቦታትንዝኾኑን፥
- MenCare Suisse (ሜንኬር ሶስ)፡ ንተሳትፎ ኣቦታትን ተሳትፍ ደቀተባዕትዮን ኣመልኪቱ ንሓፈሻዊ ክንክን ኣብ ምሕያል ዝሰርሕ ሃገራዊ ፕሮግራም እዩ። Mencare Suisse romande
- www.naissancedunpere.ch
Pro Juventuteተባሂሉካብዝጽዋዕትካልስዊዘርላንድንወለዲዝውሃብምኽሪ፥
- ኣብ መዓልትን ለይትን ብቐጥታ ኣብ ኢንተርነት (ኦንላይን) ዝውሃብ ናይ ተሌፎን ሓገዛት: ኣገልግሎት ምኽሪ ኣተዓባብያ ቆልዑ Pro Juventute
- ቆልዑ ንዘዕብዩ ወለዲ ዝውሃብ መዓልታዊ ደገፍ: ኣገልግሎት መልእኽቲ ኣተዓባብያ ቆልዑ Pro Juventute
ካልእድሕረ-ባይታንዘለዎምወለዲ
- ማዕረ ዕድላት ጥዕና ዝውሃበሉ መድረኽ (ፖርታል) (ቀይሕ መስቀል ስዊዘርላንድ): Migesplus
- ኣገልግሎታት ምስትርጓም ኮም: ኣገልግሎት ምስትርጓም ኮም
ትሕቲ 25 ዓመትንዝዕድሚኦምመንእሰያትወለዲዝምልከት: ማሕበር መንእሰያት ወለዲ
ኣብስዊዘርላንድንዝርከቡስድራቤታትዝውሃብእተፈላለየሓበሬታ፥
ብPro Familia Suisse እተዳለወ ንስድራቤት ዝምልከት መምርሒ-ጽሑፍ
መወከሲታትትርጉማት
ሓኪምማህጸንከምኡውንሓኪምሕርሲ፥ብመሰረት orientation.ch
መሕረሲት፥ብመሰረት La fédération suisse des sages-femmes
ሓኪምቆልዑ፥ ብመሰረት orientation.ch